መርከቢ
ጥርዓን ምሃብ
ጥርዓንኩም ብተሌፎን፣ ብናይ ርክብ ቅጥዒ ወይ ብኢመይል ከተቕርቡልና ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ Neukölln ናብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈትና መጺእኩም ብውልቂ ጥርዓንኩም ከተቕርቡ እውን ትኽእሉ ኢኹም።
ሰራሕተኛታትና ጥርዓንኩም ብቋንቋ ኣደኹም ክወስድዎ እዮም።
ዓረብኛ፣ ኣዘርባጃን፣ ዳሪ፡ ጀርመንኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ፋርሲ፣ ፈረንሳ፣ ኩርዲ፣ ማኒንካ፣ ፓሽቶ፣ ሩስያ፣ ጆርጅያዊ፣ ቋንቋ ቭየትናም፣ ትግርኛ፣ ቱርኪን ዩክሬንኛን ንዛረብ። ምትርጓም ቋንቋ ምልክትን ካልእ ቋንቋታትን ከነዳሉ ንኽእል ኢና።
ናይ ስራሕ ሰዓታትና ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 09:00 ክሳብ 17:00 እዩ። (ብምድላው ክሳብ ሰዓት 19፡00 ድ.ቀ.)
ብተሌፎን ርክብ ግበሩ
ጥርዓንካ ብኣየናይ ቋንቋ ከተቕርብ ትደሊ? (በጃኹም ጠውቑ)

K
L
ዓረብ
+49 173 617 0890 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0827 | ሰብኣይ |
+49 173 617 8735 | ኣንስተይቲ |
+49 173 617 0929 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0576 | ሰብኣይ |
K
L
ኩርዲ
+49 173 617 0929 | ሰብኣይ [ኩርማንጂን, ሱራኒን] |
+49 1520 138 7488 | ኣንስተይቲ [ሶራኒ] |
+49 173 617 0890 | ሰብኣይ [ኩርማንጂ] |
K
L
አንግሊዝኛ
+49 173 617 0136 | ሰብኣይ |
+49 173 628 8938 | ሰብኣይ |
+49 173 628 8691 | ሰብኣይ(ረቡዕ፣ሓሙስ፣ዓርቢ) |
K
L
ቛንቛ ሩስያ
+49 173 617 0136 | ሰብኣይ |
+49 173 617 8735 | ኣንስተይቲ |
+49 173 617 0576 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0827 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0143 | ኣንስተይቲ (ብዘይካ ሰሉስ) |
+49 173 628 8938 | ሰብኣይ |
K
L
ኡኩራእንሽ
+49 173 617 8735 | ኣንስተይቲ |
+49 173 617 0576 | ሰብኣይ |
K
L
ሂንዲ/ኡርዱ
+49 173 628 9556 | ሰብኣይ |
K
L
ፋርሲን ዳሪን
+49 173 617 0865 | ኣንስተይቲ |
+49 1520 138 7488 | ኣንስተይቲ |
+49 173 628 8788 | ሰብኣይ |
+49 173 628 9556 | ሰብኣይ |
K
L
ቋንቋ ቱርኪ
+49 173 617 0136 | ሰብኣይ |
+49 173 628 8938 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0822 | ኣንስተይቲ(ብዘይካ ረቡዕ) |
K
L
ቋንቋ እብራይስጢ
+49 173 617 0143 | ኣንስተይቲ (ብዘይካ ሰሉስ) |
K
L
ሮማናዊ/ሞልዶቫዊ
+49 173 628 8691 | ሰብኣይ(ረቡዕ፣ሓሙስ፣ዓርቢ) |
K
L
ቬትናማዊ
+49 173 617 0724 | ኣንስተይቲ(ብዘይካ ሓሙስ) |
*ቋንቋኹም ኣብቲ ዝርዝር እንተዘይረኺብኩም ብስልኪ ቁጽሪ +49 30816901-2570 ደውሉልና ወይ ድማ ብኢመይል Beschwerde@bubs.berlin ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም። ናይ ቋንቋ ሽምግልና ኣዳሊና ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክንረኽበኩም ኢና።
Beschwerdeformular
አድራሻ
Berliner unabhängige Beschwerdestelle (BuBS)
Donaustraße 78
12043 Berlin
ኣንፈታት፡ መደበር U-Bahn Karl-Marx-Straße ወይ ኣውቶቡስ Geygerstraße (M41 ካብ Hermannplatz)