መርከቢ
ጥርዓን ምሃብ
ጥርዓንኩም ብተሌፎን፣ ብናይ ርክብ ቅጥዒ ወይ ብኢመይል ከተቕርቡልና ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ Neukölln ናብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈትና መጺእኩም ብውልቂ ጥርዓንኩም ከተቕርቡ እውን ትኽእሉ ኢኹም።
ሰራሕተኛታትና ጥርዓንኩም ብቋንቋ ኣደኹም ክወስድዎ እዮም።
ዓረብኛ፣ ኣዘርባጃን፣ ዳሪ፡ ጀርመንኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ፋርሲ፣ ፈረንሳ፣ ኩርዲ፣ ማኒንካ፣ ፓሽቶ፣ ሩስያ፣ ጆርጅያዊ፣ ቋንቋ ቭየትናም፣ ትግርኛ፣ ቱርኪን ዩክሬንኛን ንዛረብ። ምትርጓም ቋንቋ ምልክትን ካልእ ቋንቋታትን ከነዳሉ ንኽእል ኢና።
ናይ ስራሕ ሰዓታትና ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 09:00 ክሳብ 17:00 እዩ። (ብምድላው ክሳብ ሰዓት 19፡00 ድ.ቀ.)
ብተሌፎን ርክብ ግበሩ
ጥርዓንካ ብኣየናይ ቋንቋ ከተቕርብ ትደሊ? (በጃኹም ጠውቑ)

K
L
ዓረብ
+49 173 617 0890 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0827 | ሰብኣይ |
+49 173 617 8735 | ኣንስተይቲ |
+49 173 617 0929 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0576 | ሰብኣይ |
K
L
ኩርዲ
+49 173 617 0929 | ሰብኣይ [ኩርማንጂን, ሱራኒን] |
+49 1520 1387 488 | ኣንስተይቲ [ሶራኒ] |
+49 173 617 0890 | ሰብኣይ [ኩርማንጂ] |
K
L
አንግሊዝኛ
+49 173 617 0136 | ሰብኣይ |
+49 1520 1377 210 | ኣንስተይቲ (ሰሉስ - ዓርቢ) |
+49 173 617 0143 | ኣንስተይቲ (ሰኑይ፡ ረቡዕ - ዓርቢ) |
K
L
ቛንቛ ሩስያ
+49 173 617 0136 | ሰብኣይ |
+49 173 617 8705 | ሰብኣይ |
+49 173 617 8735 | ኣንስተይቲ |
+49 173 617 0576 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0827 | ሰብኣይ |
+49 173 617 0143 | ኣንስተይቲ (ሰኑይ፡ ረቡዕ - ዓርቢ) |
K
L
ኡኩራእንሽ
+49 173 617 8705 | ሰብኣይ |
+49 173 617 8735 | ኣንስተይቲ |
+49 173 617 0576 | ሰብኣይ |
K
L
ፋርሲን ዳሪን
+49 173 617 0865 | ኣንስተይቲ |
+49 1520 1387 488 | ኣንስተይቲ |
K
L
ትግርኛ
+49 173 617 0275 | ሰብኣይ (ሰኑይ - ሓሙስ) |
K
L
ቋንቋ ጆርጅያዊ
+49 1520 1377 210 | ኣንስተይቲ (ሰሉስ - ዓርቢ) |
K
L
ቋንቋ ቱርኪ
+49 173 617 0136 | ሰብኣይ |
K
L
ቋንቋ እብራይስጢ
+49 173 617 0143 | ኣንስተይቲ (ሰኑይ፡ ረቡዕ - ዓርቢ) |
*ቋንቋኹም ኣብቲ ዝርዝር እንተዘይረኺብኩም ብስልኪ ቁጽሪ +49 30816901-2570 ደውሉልና ወይ ድማ ብኢመይል Beschwerde@bubs.berlin ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም። ናይ ቋንቋ ሽምግልና ኣዳሊና ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክንረኽበኩም ኢና።
Beschwerdeformular
አድራሻ
Berliner unabhängige Beschwerdestelle (BuBS)
Donaustraße 78
12043 Berlin
ኣንፈታት፡ መደበር U-Bahn Karl-Marx-Straße ወይ ኣውቶቡስ Geygerstraße (M41 ካብ Hermannplatz)